Browse by letter (More than 5,000 topics available):

A · B · C · D · E · F · G · H · I · J · K · L · M · N · O · P · Q · R · S · T · U · V · W · Y · Z · See all

1 bible verses about

rebellious


ህዝቅኤል 2:6-8 | 4 Helpful votes

ኣታ ወዲ ሰብ፣ ንእኦም ኣይትፍርሃዮም፣ ንቓላቶም ከኣ ኣይትፍርሃዮ፣ ምንም እኳ ምስ ኣምዔን እሾዅን እንተ ዀንካ፣ ኣብ ማእከል ዕንቅርቢታት ተቐሚጥካ ኽነስኻስ፣ ዓላዊት ቤት እዮም እሞ፣ ንቓላቶም ኣይትፍርሃዮ፣ ገጾምውን ኣየሰምብድካ። ዓለውቲ እዮም እሞ፣ እንተ ሰሚዖምኻ፣ እንተ ኣብዮምኻ፣ ቃለይሲ ንገሮም ደኣ። ንስኻ ግና ኣታ ወዲ ሰብ፣ ዝብለካ ዘሎኹ ስማዕ። ከምታ ዓላዊት ቤት ዓላዊ ኣይትኹን፣ ኣፍካ ኽፈት፣ እዚ ዝህበካ ዘሎኹ ድማ ብልዓዮ።

Translation | Context